JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኲናት ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን መበል 35 መዓልቲ በጺሑ ኣሎ። ዓለም ብሕጽረት ነዳዲ ትፍተን ኣላ። ክሳዕ ሕጂ ኣስቂጦም ዝጸንሑ ዕጡቓት ሑቲ፡ ናብ እስራኤል ሚሳይላት ብምትኳስ ናብቲ ውግእ ተጸንቢሮም ኣለዉ። ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ጥራሕ እኳ እንተ ተተኰሱ፡ ባብ ኤል-መንደብ ከም መጻብቦ ሆርሙዝ ክዕጾ ይኽ...
ኤርትራ፡ ኣብ ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ናይቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝእንገድ ውድድር ዋንጫ ኣፍሪቃ ንኤስዋቲኒ ብድምር 4ብ1 ረቲዓታ።ኣብ ላዕለዋይ ዲቪዥን ግብጺ ምስ ካህራባ [ኤለክትሪክ] እስማዒልያ ተሰሊፉ ዝጻወት ኣጥቃዓያ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ክልተ እግሪ 3 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኾብ ኰይኑ ደሚቑ።ብመም...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ምስ ኢስዋቲኒ ኣብ ዘካየደቶ ካልኣይ እግሪ ግጥም 2 ብ 1 ተዓዊታ። ኤርትራ ብኣጥቃዓይ ዓሊ ሱሌማን ብዘመዝገበትን ሸቶታት'ያ ነዚ ድርብ ዓወት ክትሓፍስ በቒዓ ዘላ። እቲ ምስ ግብጻዊት ክለብ ኤለክትሪክ ዝጻወት ዓሊ፡ ሎሚ'ውን ኣብ መበል 50 ከምኡ'ውን ኣብ 57 ደቓይቕ ወሰንቲ ሸቶ...
ውድብ ጥዕና ዓለም፡ መብጣሕቲ ሕርሲ ወይ ሲዛርያን ሰክሽን (CS) ኣድላዪ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ይምዕድ። መብጣሕቲ ሕርሲ፡ ህይወት ኣደታትን ዕሸላትን ንምውሓስ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ዝላበው ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ብደረጃ ዓለም ካብ ዝውለዱ ህጻናት ካብ 10–15 ሚእታዊት ጥራይ እንተዀነ ይ...
Load more...