JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራን ግብጽን ብቀዳም 16 ግንቦት ኣብ ኣስመራ፡ ሓባራዊ መስመራት መራኽብ ንምምዕባልን ምትእስሳር ወደባት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያልን፡ ወግዓዊ ስምምዕ ምትሕብባር መጓዓዝያ ባሕሪ ከም ዝፈረማ ማዕከናት ዜና ክልቲአን ሃገራት ገሊጸን። እቲ ምፍርራም፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝተረኽበሉ መቐበል ኣጋ...
ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ እቲ "ፖተምኪን" ኢሉ ዝጠቕሶ ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያን፡ እሙናት ደገፍቱን "ቍጹራት ተሓለቕቱን" ተግባራት እቲ ሰልፊ ንምምኽናይ ደረት ዝሓለፉ እዮም ክብል ብትሪ ወቒሱ። እታ ሃገር ንጐረባብታ እናተንከፈት ኣብ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይምርግጋእ ትፈጥር ኣላ ብምባል...
ኣብ መበል 62 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስልጣኑ ክሕደስን ጉዳይ ተሓታትነት ክቕጽልንን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ጻውዒት ኣቕሪበን። እዚ ብ31 ዘይመንግስታውያን ኣህጉራውያን ማሕበራት ብ12 ግንቦት 2026 ዝተጻሕፈ ደብዳበ፡ ናብቶም ኣብ ጀነቫ ዝርከቡ ቀ...
Despite the ongoing conict that began in April 2023,Sudan continues to host a substantial number of refugees, totaling 866,749 as of April 2026, Eritrean refugees represent (16%) of this total popula...
Load more...