JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ጀርመናውያን ክኢላታት መርመራ፡ ንናይ መወዳእታ ሕልፈት ናይታ ኣብ ጫካታት ራይንላንድ-ፓላቲና ኣእዳዋ ተቘሪጹ ዝተረኽበ ጓል 32 ዓመት ኤርትራዊትን ኣብ ኣፍደገ ቤተክርስትያን ዝተረኽበ ውሉዳን ንምፍላጥ፡ ሓበሬታታት ኣብ ምምእራርን ምግጥጣምን ተጸሚዶም ይርከቡ። እቲ ኣእዳው ኣብ ጽርግያ ኤይ-45 ድሕሪ ምርካቡ፡ ዝተወስ...
ኣብ ጀርመን ዝተረኽበ ሬሳ ናይታ ሃለዋታ ብንጹር ዘይተረጋገጸ ኤርትራዊት ክኸውን ከምዝኽእል ዝጸብጸባ ማዕከናት ዜና ኣውሮጳ፡ መጻምድቲ ናይታ ግዳይ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ይሕብራ ኣለዋ። ቢልድ ዝተባህለ ፍሉጥ ጀርመናዊ ማዕከን ዜና ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ እቲ ርእሲን ኣእዳውን ዘይብሉ ዝተመታተረ ሬሳ ምስ ኩነታት ናይታ...
Two weeks after the discovery of severed female hands on the A45 highway, investigators in Rhineland-Palatinate have discovered a matching, severely mutilated body. The authorities assume that it is a...
ክፍሊ ኢምግረይሽን መንግስቲ ኖርወይ (ዩዲቼ) ሕቶ ዕቝባኦም ተቐቢሉ ዜግነት ንዝሃቦም ኤርትራዊ ዝመበቈሎም ናብታ ሃገር ብስደት ዝኣተዉ ዜጋታት፡ ኣንጻር እቲ ዘቕረብዎ ሕቶ ዕቝባ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ክምርምር ድሕሪ ምጽናሕ ናይ ኖርወይ ዜግነቶም ከሕድጎም ይሸባሸብ ከም ዘሎ ተገሊጹ።...
Load more...