JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ምንጪ ስእሊ, DM 10 ጉንቦት 2026, 09:16 EAT ንባብ: 5 ደቓይቕ ብ1992፡ ኤርትራዊ ስነ-ማሕበረሰበኛ ፕሮፈሰር ዓብዱልቃድር ሳልሕ መሓመድ፡ ኤርትራ ናጻ ኰይና ኢሉ ካብ ዓዲ ስደት ኣብ ሃገሩ ንኽምህር ጠቕሊሉ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። ኵነታት ሓዲስ ህይወቱ ኣብ ኤርትራ ብጽቡቕ'ኳ እንተ ጀመሮ፡ ደሓር ግን ናብ...
ኣብ በርሚንግሃም ሃገረ እንግሊዝ፡ "ምኽንያት ሞት ሓደ ካልእ ኤርትራዊ እዮም" ዝተባህሉ ክልተ ኤርትራውያን ብሰሉስ 5 ግንቦት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተኸሰስቲ ስምኦን ገብረንጉስ ዝተባህለ ወዲ 44 ዓመት፡ ቢቢ ጊላዝጊን ወዲ 31 ዓመት መንእሰይን ኰይኖም፡ ኣብ ኣማውታ ናይቲ ወዲ 33 ዓመት ዝዀነ ብርሃነ ጸጋ...
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊኣ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕሎ ትዳሎ ከምዘላ ዝገልጽ ጸብጻባት ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ምኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ረቡዕ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ እገዳታት ክለዓል'ዩ ዝብል ጸብጻባት ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ስጕምቲ ነቲ ግጉይ ክብል ዝገለጾ ፖሊሲታት ዋሽንግተን "ብዘላቕነት ብምእ...
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅ...
Load more...