JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ምብራቕ ሊብያ ዝመደበሩ ካልኣይ መንግስቲ፡ ዜጋታት ሱዳን፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ፡ ክብል ማዕከን ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። ንሓደ መንግስታዊ ምንጪ ጠቒሱ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ሮይተርስ፡ እዚ ውሳነ "ኣተኣትዋ ወጻእተኛታት ናብ ሊብያ ንምኽላስ" ዝዓለመ ምዃ...
ንእሽቶ ጃልባ ብምዝዋር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብመትረብ እንግሊዝ ሰጊርካ ብዝብል ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፡ ምስ ሕጊ ኢምግረይሽን ዝተኣሳሰሩ ንዝቕረብሉ ክልተ ገበናት ከም ዝነጸጎም ተገሊጹ። እዚ ኣብ ብራድፎርድ ዝነብር ዘሎ ወዲ 24 ዓመት እድሪስ ዓብዱ፡ ብሰኑይ 22 ሰነ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ ቀሪቡ ገበነኛ ከም...
ኣብ ግላስጎው ኣሜን ዝስሙ ወዲ 15 ዓመት ብምቕታሎም ተኸሲሶም ዝነበሩ ክልተ ኰተቴታት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ሕጂ ዕድመኦም 16ን 17ን ኰይኑ ዘሎ ክልተ ኣወዳት፡ ብ5 መጋቢት 2025 ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ከባቢ 'ሰይንት ጆርጅ ክሮስ' ንኣሜን ተኸላይ ከም ዘጥቅዑዎ ይሕበር። ዓቀብቲ ሕጊ ላዕላዋይ ቤት ፍ...
ከተማታት ዓለምና ብታሪኻዊ ቅርሳታተን፡ ብናይ እምነት ህንጻታተን፡ ብኣብያተ መዘክራተን፡ ጽሬተንን ኣገልግሎተን እየን ዝዝከራ። ከተማ ሮማ እንተይልካ እቲ ግርማ ዘለዎ ገላዩ ምስ ሰባትን ኣናብስን ዝጋጠምሉ ዝነበሩ ኮሎስዮምን ብስእልታት ማይክል ኣንጆሎ ዝወቀቦ ቫቲካንን ማእለያ ዘይብሉ ካቴድራለታትን እዩ ዝቕጀለካ። ፓሪ...
Load more...