JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓደ ወጻእተኛ ተመራማሪን ክኢላን ዓለምለኻዊ ዝምድናታትን ፖለቲካን ናብ ኤርትራ በጺሑ ነይሩ። ካብታ ሃገር ምስ ተመልሰ ዘውጽኦ ንትዕዝብትታቱ ዘጠቓለለ ትንተና ግን ንሰብመዚ ኤርትራ ኣቘጢዑ ኣሎ። ዶ/ር ዊልያም ጎርላይ ኣብ ሓደ ናጻ ማዕከን ዜና ዘስፈሮ ጽሑፍ ብቐንዱ ናብቲ ኣብ "ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸ...
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ ናብቶም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ብምቕባል ዘቕረቦ ክሲ ሓሶት ምዃኑ ገሊጹ። ብተወሳኺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ክጅምሮ ዝደሊ ዘሎ ኲናት ንመመሳመሲ ዘቕርቦ ዘሎ ምዃኑ'ውን ሓቢሩ። እቲ ብ14 ጥሪ ዝወጸ መግለጺ ፈደራል ፖሊ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንኤርትራ ናብቶም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ብምቕባል ከሲሱ። እቲ ብ14 ጥሪ ዝወጸ መግለጺ ፈደራል ፖሊስ ከም ዝመልክቶ፡ "ምስ ውሽጣውያን ጕጅለታትን ታሪኻውያን ጸላእቲ ብምትሕብባር" ካብ ኤርትራ ዝተላእከ ምዃኑ ዝገለጾ ኣስታት 56ሽሕ ጠያይት ከም ዝሓ...
ደንካልያ ኣብ ካርታ እትርከብ ዞባ ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተቐርጸት ህያው ዝኽሪ ኮይና፡ ንፋስ ካብ ዶባት ዝዓበዩ ዛንታታት ዝተሰከመት፡ ህዝቢ ዓፋር ንዘመናት ብኽብርን ትብዓትን ዘይንቕነቕ ተኣማንነትን ዝነብረላ ቦታ እያ። ጨው ዝበዝሓ: ጽፍሓ ከም መስትያት ናብ ሰማይ ይንጸባረቕ፣ እሳተ ጎመራ ዝ...
Load more...