JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሩስያ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ንምፍታሕ፡ ናይ ምሽምጋል ተራ ክትጻወት ድልውቲ ምዃና ሓደ በዓል ስልጣን ሩስያ ገሊጹ። ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ኣሌክሳንደር ኣሊሞቭ ንጋዜጣ ኢዝቨስቲያ ሩስያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ክልቲአን ሃገራት ፍቓደኛታት እንተኾይነን፡ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ኣብ ዝካየድ ዋዕ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ነቶም ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝርከቡ ወከልቲ ሃገራት ወጻኢ ብዛዕባ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ዓቢ ወጥሪ መብርሂ ሂቡ። ዑስማን ሳልሕ ምስቶም ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ኢትዮጵያ "ዘይምኽኑይ ወራር" ተወጣውጥ ኣላ ክብል ገሊጹ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢትዮጵያ...
ኤርትራ ብሓይሊ ዝስጐጉ ዜጋታታ ከምዘይትቕበል ብምግላጽ፡ ንውሳነ መግንስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዘለዋ ተቓውሞ ገሊጻ። መንግስቲ ኤርትራ ብጀላቡ ዝኣተዉ ስደተኛታትን ገበን ዝፈጸሙ ዜጋታቱን ንምቕባል ፍቓደኛ እንተ ዘይኰይኑ፡ ብሪጣንያ ንዅሎም ኤርትራውያን ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ክትእግድ ምዃና ምኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሻባና...
መስርሕ ፍርዲ ናይታ ኣብ ጀርመን ኣካላታ ተቖራሪጹ ዝተረኽበ ኤርትራዊት ስደተኛ ከምዝፈለመ ማዕከናት ዜና ጀርመን ሓቢረን።ምስቲ ዘስካክሕ ቅትለት ብዝተሓሓዝ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ወዲ 42 ዓመት፡ ኣብ ከተማ ቦን ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረበ ዳብሊው-ዲ-ኣር ዝተባህለ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ጸብጺቡ። ኣኽበርቲ ሕጊ እ...
Load more...