Latest releases
- Details
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፡ መንግስቲ ነቲ ንሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝግበር ምዝገባ ብቕጽበት ዳግማይ ክጅምር ብምእዛዝ፡ እቲ ንሓደ ዓመት ዝጸንሐ ምድንጓይ ዘይሕጋዊ፡ ኣድልዎ ዝመልኦን ምስ ናይ ኬንያ ግዴታታት ሓለዋ ስደተኛታት ዝጻረርን እዩ ክብል ውሳነ ሂቡ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንመሰላት ስደተኛታት ኣገዳሲ...
- Details
ኢትዮጵያ ካብ ሩስያ ዝኣዘዘተን ሱ-35 ዝተባህላ ነፈርቲ ኲናት ከምዝተረከበት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጡ። እተን 12 ምዕቡላት ነፈርቲ ኲናት ኣቐዲሙ ምስ ሩስያ ብዘስተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ከምዝተረከብውን'ዩ ኣቢይ ብማሕበራዊ መራኸቢታት ገሊጹ ዘሎ። "ምስ መንግስቲ ሩስያ ብዝገበርናዮ ስምምዕ መሰረት ሎሚ...
- Details
ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝጅምር ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ዝሳተፉ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን "ድሌት እንተ ኣርእዮም"፡ ኣብ መንጎኦም ዘተ ንምክያድ ድልውቲ ምዃና ሩስያ ኣፍሊጣ። ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ነዚ ዝበለ፡ ቅድሚ'ቲ ንኽልተ መዓልታት ዝጸንሕ ዋዕላ፡ ትማሊ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ካብ...
- Details
ኣብ ኣመሪካ፡ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ ከተማ ሰይንት ፖል፡ ሓደ ኤርትራዊ መበቈል ዘለዎ መንእሰይ፡ መራሒኣ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ጸገም ጥዕና ቍጽጽራ ስኢና ብጐደና ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ቤት ትምህርቲ ኣውቶቡስ ደይቡ ብምዕጋት ን19 ቈልዑን ነቲ መራሕን ካብ ከቢድ ሓደጋ ድሕሪ ምድሓኑ፡ ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ዓቢ ና...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
208
209
210
211
212
213
214
215
216
217
218
219
220
221
222
223
224
225
226
227
228
229
230
231
232
233
234
235
236
237
238
239
240
241
242
243
244
245
246
247
248
249
250
251
252
253
254
255
256
257
258
259
260
261
262
263
264
265
266
267
268
269
270
271
272
273
274
275
276
277
278
279
280
281
282
283
284
285
286
287
288
289
290
291
292
293
294
295
296
297
298
299
300
301
302
303
304
305
306
307
308
309
310
311
312
313
314
315
316
317
318
319
320
321
Load more...
All items
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.