JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓደ ካብ'ቶም ብዘመን ጣልያን ፍሉይ ተራ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተጻወቱ ክኢላን መስተውዓልን ሰብ ብላታ ገብረእግዚኣቢሄር ጊላይ ብዓል ጻዕዳ-ክርስትያን ነበሩ። "ብዛዕባ ብላታ ገብረእግዚኣቢሄር ጊላይ ክጽሕፍ ዝሓገዙኒ ምንጭታት ኣፍኣዊ-ታሪኻት ክዀኑ እንከለዉ፡ ገለ-ገለ ጽሑፋት'ውን ተጠቒመ'የ፡" ይብሉ መምህር ይስ...
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኤውሮጳዊት ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስ መነባብሮኦም ዝተሓሓዝ ጥርዓን ኣቕሪቦም ነይሮም። እቶም ብኣማኢት ዝቝጸሩ ስደተኛታት፡ መንግስቲ ነቲ ኣጋጢምዎም ዘሎ "ቅልውላው መንበሪ ገዛ" ክፈትሓሎም'ዮም ዝጽውዑ ዘለዉ። ቢቢሲ ትግርኛ ብዛዕባ'ቲ ኵነታት ዘዘራረቦ ኣብታ...
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክግበር ዝጸንሐ ዳርባ ቃላትን ወጥርን ሕጂ'ውን ይቕጽል ኣሎ። ምኒስተር ዜና ኤርትራ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ-ባሕሪ ዝህብዎ ዘለዉ መግለጺታት "ክሕሰብ ወይ ክስገር ዘይብሉ ቀይሕ መስመር እዩ" ብምባል "ግጉይን ሓላፍነት ዝጎደሎን'ዩ" ክብል ነቒፉ።...
ኤርትራ ነቲ ኣብዚ ሰሙን ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝወጽአ ንናጽነት ኤርትራን ተበጻሕነት ቀይሕባሕሪን፡ "ዳግማይ ክሕሰበሉ ኣለዎ" ዝብል ሓሳብ ዝሓዘ ሓድሽ መግለጺታት፡ "ዝደጋገም መሰልከይን ፖለቲካዊ ዕሽነትን፡" ኢላ ብትሪ ብምንጻግ ምላሽ ሂባትሉ። ኣብቲ ምኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል ብመንገዲ ኤክስ ዝሃቦ ምላሽ፡ "...
Load more...