JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መስራትን ዳይሬክተርን ራድዮ ኤረና ብንያም ስምኦን ኣብቲ ዓመታዊ 18 መስከረም ዝርቋሕ ሽልማት ፐን ኤርትራ ተዓዋቲ እዚ ዓመት ከም ዝዀነ እቲ ትካል ብመገዲ መርበብ ሓበሬታኡ ብወግዒ ሓቢሩ። 18 መስከረም፡ ነቲ ኣብ 2001 ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተገብረ ምእጋድ ኵለን ኣብታ ሃገር ዝነጥፋ ዝነበራ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታትን...
ዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኰይና ከምዘይትተረፍን፡ኣፍደገ ባሕሪ መሊሳ ከምእትረክብን ተሓንዩ። እቲ ቀዳማይ ምኒሰተር፡ ብ16 መስከረም 2025፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 'የመደመር መንግስት' [መንግስቲ ምድማር]፡ ዝብል ራብዓይ መጽሓፉ ኣብ ዘመረቐሉ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዖ መደረ እዩ ከምኡ ኢሉ።ኣ...
ብጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣተወ ኤርትራዊ ስደተኛ፡ ኣብ መወዳእታ ሰዓት ንግዜኡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ዝገበሮ ሕጋዊ ምጕት ረቲዑ። እዚ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ፡ ብመሰረት እቲ ዓዲ እንግሊዝን ፈረንሳን ኣብ ሓምለ ዝበጽሓኦ ስምምዕ ሎሚ ረቡዕ'ዩ ናብ ፈረንሳ ክምለስ ተሓሲቡ ነይሩ። ኣብ መጀመርታ ነቲ ው...
ግእዝ ሓደ ካብቶም ጥንታውያን ቋንቋታት ዓለም ኰይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርትራን ንዝዝረቡ ሓያለ ቋንቋታት መሰረት እዩ። እዚ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ ኣብ ብዙሕ ዓውደ ፍልጠታት ዘድሃበ ጽሑፋት ዝፈረየሉ ቋንቋ፡ ሕጂ ኣብ ሓያለ ዩኒቨርሲቲታትን ትካላት ምርምርን ይዝረብ። ቍጽሪ ተዛረብቱ ምስ ግዜ እናነከየ ብምምጽኡ፡ ሕጂ እቲ ቋን...
Load more...