JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ጀነራል ወልደስላሰ ኢልና'ዶ ክንጽውዖ ወይስ ጀነራል ዶመኒኮ ሞንደሊ? ነፍስሄር ፕሮፌሰር ማውሮ ቫለሪ ክኢላ ስነማሕበረሰብ፡ ስነኣእምሮኣዊ ፍወሳን ጸሓፍን እዩ ነይሩ። ንኣበርክቶ ጸለምቲ ኣብ ሕብረተሰብ ኢጣልያ ተገዲሱ ዘጽንዐ ሰብ ብምንባሩ፡ ብዛዕባ ሓደ ኤርትራዊ ዝመበቈሉ ሰብ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢጣልያ ክሳብ ክንደይ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ናብ ኤርትራዊ መዘናኡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ደብዳበ ከምዝሰደደ ተገሊጹ። እቲ ብ30 ሓምለ 2025 ዝተላእከ መልእኽቲ ትራምፕ፡ ዋሽንግተን ምስ ኣስመራ "ምክብባር ዘለዎ ሃናጺ ዝምድና ዳግማይ ክምስርታ ምምሕዳሩ ቅሩብ ምዃኑ" ገሊጹ ይብል ሚኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል። "እቲ ኣብ ቅን...

ብባሕሪ ኣብ ዝካየዱ ንጥፈታት፡ ኣብ መላእ ዓለም ገለ ኣገደስቲ መስመራት ኣለዉ፣ ቀይሕ ባሕሪ ድማ ካብቶም ኣብ ቅድሚት ዝስርዑ ሓደ እዩ። እዚ ንኣህጉራት ኣፍሪቃ፡ ኤስያን ኤውሮጳን ዘራኽብ ማያዊ መስመር፡ ንንግዲ ዓለም ኣገዳሲ ምዃኑ ይፍለጥ። ቀይሕ ባሕሪ፡ ንህንዳዊ ውቅያኖስን ማእከላይ ባሕርን ዘራኽብ ኰይኑ፡ ብፍላይ...
Load more...