JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ 12 ጥሪ ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና፡ ኣብ ህሉው ዓለማውን ዞባውን ምዕባለታት ከምኡ'ውን ዘቤታዊ ጉዳያት ቃለመሕትት ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ'ሎ። ኢሳይያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ 2025 ተመሳሳሊ ቃለመሕትት ኣካይዱ ምንባሩ ኣይርሳዕን። ኣብቲ ናይ ሽዑ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢ...
ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ንእዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ቃለመሕትት ከካይድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ዜና ሓቢሩ። "ኣብ ህልው ዓለማውን ዞባውን ምዕባለታት፡ ከምኡ'ውን ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ቀረባ መዓልታት ከካይዳ ምዃነን ንሕ...
ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ምስ እምነትን ሃይምኖትን ብዝተኣሳሰር ጉዳይ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ እሱራት ተፈቲሖም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ተታሒዞም ዝጸንሑ 13 ኣመንቲ ዝተፈላለያ ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ተፈቲሖም ኣለዉ። እቶም ኣብ ቡሽካ ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ...
ላዕለዎት ወተሃደራዊ ጀነራላት ኢትዮጵያ ብሰንበት 4 ጥሪ፡ ንግዝኣት ኤርትራ ቈርሚሙ ናብ ኢትዮጵያ ጠቕሊሉ ዝቐረበ ካርታ ሒዞም ብምርኣዮም ኣዛራቢ ኰይኑ ቀንዩ። እዚ ፍጻመ፡ ክልቲአን ሃገራት ብሰንኪ'ቲ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዛ ኢትዮጵያ ከተቕርቦ ዝጸንሐት፡ ሕቶ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪን፡ ንልዑላውነትን ናጽነትን ኤር...
Load more...