JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እታ ብዘይ እቲ ናብ ሊቨርፑል ክኸይድ ኣለኒ ኢሉ ሓንጊዱ ዘሎ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣንጻር ኣስቶንቪላ ዝተጋጠመት ኒውካስል ኣብ መኸፈቲ ጸወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/2026 ብዘይሸቶ ማዕረ ምፍልላያ ደገፍታ ኣእዳዎም ናብ አሌክሳንደር ኢሳቕ ከወጣውጡ ቀሲብዎም ኣሎ። ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ቀንዲ ኣጥቃዓይ እታ ጋን...
ኣብ መላእ ክፋላት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብርቱዕ ዝናብ ክዘንብ ትጽቢት ከም ዝግበርን ገለ ቦታታት ድማ ልዑል ሓደጋ ውሕጅ ከም ዘጋጥሞምን ማእከል ትንበያን ኣተገባብራን ክሊማ ኢጋድ ሰሙናዊ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። እቲ ዝለዓለ ዝናብ ልዕሊ 200 ሚ.ሜ ዝበጽሕ ኰይኑ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ማእከላይን ሰሜንን ኢትዮጵያ፡ ገለ...
ኣብ መወዳእታ ሓምለ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ንህዝቢ እንዳባጉና ዘሰንበደ ሓደ ዘሕዝን ክስተት ተፈጺሙ ነይሩ። ወዲ 7 ዓመት ቈልዓ ጨውዮም ንወላዲቱ ገንዘብ ሓቲቶም፣ እቲ ገንዘብ ምስ ተቐበሉ ድማ ንውሉዳ ቀቲሎም ኣብ ቢንቶ ደርብዮሞ ከይዶም። ጓል 32 ዓመት ዮርዳኖስ ጋይም ኣደ ክልተ ቈልዑ እያ። በዅራ...
ካብ ቀንዲ ኣዕኑድ ውዕል ፕሪቶርያ ሓደ ምፍታሕ ዕጠቂ ዀይኑ፡ እቶም ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ዝተሳተፉ ዕጡቓትን ሓይልታት ደገን ካብ ክልል ትግራይ እንትወፅኡ፡ 'ማዕረ ማዕረኡ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣለዎም' ዝብል እዩ። ነዚ ስዒቡ፡ ኣብ ጐድኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተሰሊፎም ኣንፃር ሓይልታት ትግራይ ዝተዋግኡ ሓ...
Load more...