JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብ125 ሚልዮን ፓውንድ ናብ ሊቨርፑል ክጽንበር ምስ ኒውካስል ኣብ ስምምዕ ከም ዝተበጽሐ ንቢቢሲ ቅርበት ዘለዎም ምንጪታት ሓቢሮም።እዚ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቅዓይ ኣብታ ክለብ ዘጽንሖ ናይ ሽዱሽተ ዓመት ውዕል ቅድሚ ምፍራሙ፡ ሎሚ ሰኑይ ሕክምናዊ መርመራ ከካይድ እዩ።ኣሌክሳንደር ኣብ ታሪኽ ፕረምየር...
ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሓት ኣቦታት ብሕጽረት ሰነዳት መንነቶም ብደቂቕ ደኣ ኣይፈለጥ'ምበር ብዕላል ወትሩ ዝዝከሩ ሰባት ኣለዉ። ሓደ ካብኦም ብላቴን-ጌታ ሎረንዞ ታእዛዝ እዮም። ኣብ ብርክት ዝበሉ መጻሕፍቲ ታሪኽ ሎረንዞ ታእዛዝ ብሓደ ጕዳይ'ዮም ዝዝከሩ። እቲ ጕዳይ ከኣ ብ1936 ንጉስ ሃይለስላሰ ከም ዕቝባኛ ኰ...
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ልዕሊ ርብዒ ሚልዮን ሰባት ከም ዝጠፍኡን ኣስታት 70% ወሰኽ ከም ዝገበረን ትካል ግብረ-ሰናይ ዓለምለኻዊ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል (ICRC) ኣፍሊጡ። እዚ ወሰኽ ብሰንኪ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ብዝሒ ኲናት፡ ጃምላዊ ስደትን ዝጠሓስ ዘሎ ምኽባር ሕጊ-ኲናትን ምዃኑ እቲ ትካል ዘውጽኦ ጸብጻብ ይሕብር...
ሓደ ብምስግጋር ሰባት ተጠርጢሩ ኣብ ቤልጂም ኣብ መዝገብ ተደልይቲ ሰባተ ኣትዩ ክድለ ዝጸንሓ ኤርትራዊ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። እቲ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ፡ ብሓሙስ'ዩ ኣብ ከተማ ኮቨንተሪ ብፍሉያት ኦፊሰራት ኤጀንሲ ሃገራዊ ገበናት [ National Crime Agency (NCA) ]ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣት...
Load more...