JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መበል 12 ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኣብ ገማግም እታ ኢጣልያዊት ደሴት ዝተኻየደ ስነስርዓት ዝኽሪ፡ ሰብመዚ መንግስቲ፡ ተሓለቕቲ፡ መሓዙትን ቤተሰብን ግዳያት ተረኺቦም ነይሮም። ክልዕ ከምዛ ሎሚ፡ 03 ጥቅምቲ 2013፡ ካብ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ቈሪ...
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብሰንኪ ዓሌታዊ ምትፍናን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገራት ብዝግበር ኲናት ሓድሕድ፡ ሃገራት ኣብ ሓድሕደን ብዝፈጥርኦ ወጥሪ ይዅን ኲናት ከምኡ'ውን ብግዳማዊ ምትእትታው ዝተፈላለያ ሃገራትን ሓይልታትን ዝፍለጥ ዞባ እዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ካልእ ሓድሽ ኲናት ከይወልድ ኣስጊኡ ኣሎ። እዚ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያ...
ኤርትራ፡ ብባህሪያዊ ጸጋታት ዝተዓደለት፡ ግን ከኣ ብድኽመት ምሕደራ ዝተዳህከት፡ ኣዝያ ዕጽውቲ ሃገር እያ። በቲ ሓደ፡ ተስፋ ብዝህብ ተፈጥሮኣዊ ጽባቐ፡ ጥንታዊ ታሪኽን፡ ዘሐብን ልምድታት፡ ክብሪታትን ባህልታትን ህዝባ፡ ዝማሞቐት ንእሽቶ ግን ዓባይ ሃገር እያ። በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ብድኽነት፡ ገና ዘይዘመነን ዝደሓረን...
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝርከቦም ዝተፈላለዩ ሰበስልጣንን ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕርን ምቍጽጻር ወደብ ዓሰብ ናይ ኤርትራን ኣመልኪቶም መግለጺታት ክህቡ ከም ዝጸንሑ ዝፍለጥ ኰይኑ፡ ምኒስትሪ ምክልኻል እውን ኣብዚ ሰሙን'ዚ ነቲ ሕቶ ኣስሚሩሉ ኣሎ። ምኒስትሪ ምክልኻል...
Load more...