JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኡጋንዳ ንምሉእ ዓመት ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ምቕባል ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዳግማይ ብምጅማራ፡ ኣብ ሰንፈላል ከም ዝጸንሑ ዝዛረቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሩፍታ ከም ዝተሰምዖም ንቢቢሲ ገሊጾም። እታ ካብ ኣፍሪቃ ስደተኛታት ብምቕባል ቍጽሪ ሓደ ዝዀነት ኡጓንዳ፡ ክሳዕ ታሕሳስ 2025 ኣብ ዝነበረ...
On Monday, Norran reported that an Eritrean bus driver in Skellefteå has been posting videos on TikTok in which he threatens and insults Muslims. One of those who spoke out in the article, Nasser Nuru...
ሰራዊት ሱዳን ካብ ብርክት ዝበላ ሃገራት ደገፍ ከም ዝረክብ ይእመነሉ፤ ግብጺ፡ ቱርኪ፡ ኢራን፡ ሩስያን ኤርትራን ዝኣመሰላ ሃገራት ቀጥታዊ ወተሃደራዊ ሓገዝ ከም ዝህባ ካብ ዝኸሰሳ ሃገራት እየን። ምንጪ ስእሊ, Sudan Tribune website መግለጺ ስእሊ, ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ኢራንን ቱርክን ንሰራዊት ሱዳን ካብ ዝሕ...
ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን እያ፤ 2 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ [ኤርትራ] ነታ ብዝሒ ህዝባ ናብ 200 ሚልዮን ገጹ ዝኸይድ ዘሎ ሃገር ባሕሪ ክትከልኣ መጐታዊ ኣይኰነን" ክብል ብ25 ጥቅምቲ ተዛሪቡ። ብርሃኑ ጁላ ነዚ ዝበለ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ጥቅም...
Load more...