Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተገብረ ስምምዕ ብዛዕባ ዶብ ከምዘይተዘራረቡ ኣረጋጊጹ

abiy in USኣብ ኣመሪካ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሰሚናር ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ብዛዕባ ዶብ ከምዘይተዘራረቡ ሓቢሩ። ንሱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝገበርናዮም ዝርርብ ክሳብ ሕጂ ብዛዕባ ዶብ ኣየልዓልናን። ሓቂ ንምዝራብ ጉዳይ ዶብ ካልኣዊ'ዩ። እቲ ቀንዲ ጉዳይ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ ዝግበር ርክብ'ዩ። ጉዳይ ዶብ እንተል ኣልዒልና ዘይክንረዳዳእ ስለንኽእል፣ ኣብቲ ካልእ ሓፈሻዊ ጉዳያት ጥራይ ኢና ተዘራሪብና" ክብል ኣስሚርሉ።