Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኢትዮጵያ ዘመሓድር ዘሎ ልፍንታዊ ሓይሊ ኢህወዴግ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ 5 ሰነ 2018 ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ርትራን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝተወስደ ብይን መንግስቲ ኢትዮጵያ ከም ዝቕበሎን ከተግብሮቅሩብምዃኑን ገሊጹ።