Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብምንት ምንታይ እዚ ኹሉ?

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስቲ ህግደፍ ንብዓል ነጻነት ኣመኽንዩ ኣብ እስራኤል ዘዳለዎ ጓይላ ብዝተተሓሓዘ ምኽንያት ኣብ መንጎ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ስደተኛታት ዜጋታትና ዝተፈጠረ ባእሲ ኣብ ልዕሊ ሰባትን ንብረትን ሓደጋ ከምዘውረደ ብዙሓት ማዕከናት ዜና ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ከቃልሕኦ ቀንየን’የን።