Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መልሲ ነቶም ካባና ንላዕሊ ደሞካራስያዊያን ክኾኑ ዝፍትኑ

ተር ከም ዓተር ዕላማይ ራኣያ

ገለ ዘይብላ ኣብ ናታ ዙያ

መትከለይ ኣውሊዔይ ቀጠልያ,

መንነተይ በርሀ ኤርትራዊ

ዕላምይ ንጹር ዩ ሃገራዊ

ተጃሃሪ ኣይኮንኩን ኣንቀድዓዊ,