Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ናይ ሓዘን መግለጺ

 

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)  ብጻይና ገዲም ሓረበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ፡ ኣቦ-መንበር ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ዝነብረሉ ዝጸንሐ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ምስውኡ መሪር ሓዘን ተሰሚዕዎ።