Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኤርትራ፣ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝተመስረታ ሓሙሽተ ኣብያተ ሕክምና ተዓጽየን

Engela clinic

መንግስቲ ኤርትራ፣ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝተመስረታ ብውሕዱ ሓሙሽተ ኣብያተ ሕክምና ዓጽዩ።እቲ መንግስቲ ነዘን ኣብ ዞባታት ደቡብን ዓንሰባን ዝነበራ ሓሙሽተ ክሊኒካት ዝዓጸወሉ ምኽንያት፣ ኣገልግሎታት ትምህርትን ሕክምናን ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ክመሓደር ኣለዎ ብዝብል ውሳኔ ምዃኑ እቶም ነዚ ሓበሬታ ዝልኣኹ ምንጭታት ገሊጾም።