Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም

ብዶክተር ኢድሪስ ኣቡበከር ዝተጻሕፈት “ ኤርትራዊ እስላማዊ ምንቅስቃስ” ካብ 1973-2012 ዝኣርእስታ መደብ  ምንባብ መጽሓፍ ሒዚልኩም ቀሪቡ ስለዘሎ ኩላትኩም ኤርትራውያን ተቀማጦን በርሚንጋሃምን ከባቢኣን ኣብዚ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻን ግዜን ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም።

ብዳሓን ምጹ!