Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ህጹጽ ሓበሬታ” ንኤርትራውያን ተቐማጦ ከሰላ

ምንጭታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ ከምዝሕብሩዎ፡ ብመንግስቲ ሱዳን ብፍላይ ብምምሕዳር (ኣውራጃ) ወላየት ከሰላ፡ ካብ ክፍሊ ኢሚግረሽን ዝተዋህበ ሓበሬታ ከምዚ ዝስዕብ ይገልጹዎ። ብዕለት 16/ January/ 2018 ብክፍሊ ኢሚግረሽን (ጀዋዛት) ከሰላ ዝወጸ መምርሒ፡ ኣብ ከሰላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም፡ ካብ ዕለት 16/ጥሪ/ 2018 ክሳብ ሸውዓተ (7) መዓልታት ዝጸንሕ፡ ዝኾነ ስደተኛ ናብ ክፍሊ ኢሚግረሽን ከሰላ ከይዱ፡ ብሕጋዊ ኣገባብ ክምዝገብ ዕድል ከምዘሎዎ