Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ሆላንድ፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ካብ ሃገራ ክወጽእ ኣዚዛ

Embassy of Eritrea in Holland

መንግስቲ ሆላንድ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ፣ ኣቶ ተኸስተ ገብረመድህን ዘሙይ ካብ ሃገሩ ክወጽእ ኣዚዙ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ሆላንድ ዛይልስትራ ዝተዋህበ ነቲ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሃገሩ ክወጽእ ዝኣዘዘሉ ምኽንያት፣ ኣብ ሆላንድ ዘይሕጋዊ ምእካብ ግብሪ ከተግብር ምጽንሑ ብመርትዖ ድሕሪ ምርግጋጽ'ዩ።