Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መንግስቲ ሱዳን መንግስታት ኤርትራን ግብጽን ብሓባር ኣብ ምብራቓዊ ክፍሊ ሃገረይ ጸጥታዊ ሽግር ይፈጥሩ ኣለው ክብል ወቒሱ።

ጸጥታዊ ኩነታት ንኤርትራን ሱዳንን ዘራኽብ ዶባት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተበላሸወ መጺኡ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብትእዛዝ ፕረሲደንት ዑመራል በሽር ሕጹጽ ግዜ ኣዋጅ ተኣዊጁ ከም ዝተዓጽወ፡ ምኽንያት ናይ’ቲ ስጉምቲ ዘይሕጋዊ ንግድን ካልኦት ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ገበናዊ ተግባራት ንምቁጽጻርን ምዃኑ’ኳ ተሓቢሩ እንተነበረ፡ ብ11 ጥሪ 2018 ኣብ ዘውጸኦ ወግዓዊ መግለጺ ግን፡ ብወገን ምብራቕ: ኤርትራን ግብጽን ተሻሪኸን