Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልዯትን 2018

ንመላእ ኣህዛብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓፈሻ ንኩሎም ኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልዯትን 2018 ዝብል ክቡር መልእኽተይ የመሓላልፍ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ሓድሽ ዓመት ብፍላይ’ውን በዓል ልዯት 2018 ዘለዎ ረዚን መንፈሳዊ ክብርታትን ትርጉምን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንመላእ ኣህዛብ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓል ሰላም፡ ራህዋ፡ ፍቕሪ፡ ዕርቂ፡ ሕውነትን ምድግጋፍን ክኸውን ድማ ሰናይ