Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ንግዝያዊ ረብሓን ዝናን ክበሃል ሓሶት ምዝራብ፡ ወትሩ ዘየቕስን ዘይተኸፍለ ዕዳ’ዩ።

ንገዛእ ርእሶም ውሽጣዊ ነጻነት ኮነ፡ ናትና ዝብልዎ ዋሕስ ዝኾኖም ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይብሎም፡ ብኩለንተናኦም ኣብ ትሕቲ ምሉእ ምሕረት ሓደ ሰብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝወደቑ፡ ግበሩ ፈጽሙ ዝተባህልዎ ብዘይ ዝኾነ ሕቶን ርእይቶን ዝፍጽሙ፡ ኣብ ትሕቲ ህይወት ዘይብሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብጉልባብ ዲፕሎማሲ ኣብ ዝተፈላለያ ኤርትራውያን ተሰዲዶም ዝነብሩለን ሃገራት ተጸፍዮም፡ ንኤርትራውያን ኣብ ምስላይን ምስቓይን ካብ ዝርከቡ ኣባላት ህግደፍ ኣስታት 200 ዝኾኑ፡ ካብ 21 ክሳብ 29 ታሕሳስ 2017 ብመንግስቲ ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ክዕዘቡ ኣብ ዝ