Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ን95 ኤርትራውያን ካብ ነጋዶ ሰብ ነጻ ኣውጺኦም።

ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ነዊሕ ግዜ፣ ጻዕርን ወጻኢታትን ዝሓተተ ኣንጻር ነጋዶ ሰብ ከካይድዎ ኣብ ዝጸንሑ ተፍትሽ፡ ብጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ዝበዝሓ ቆልዑ ዝሓዛ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 95 ኤርትራውያን ነጻ ከም ዝወጽኡ ማዕከናት ዜና ሱዳን ንዘቃለሓኦ ዜና ምርኩስ ብምግባር ምንጭታት ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ካብ ሱዳን ኣብ ዝሰ