Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ነበርናን ላህጃን ኣብ ኣገልግሎት ምልኪ እንክውዕል

ኣብ ነብሱ፡ ኣብ ህዝብን ልዕልና ግዝኣተ ሕግን ዘይተኣማመን ጃንዳ ህግደፍ፡ ንድሩት ፖለቲካዊ ንቕሓት መዝሚዙ ከም ፖለቲካዊ ዕርዲ ዝጥቀመሉ ሜላታት ብዙሕ ዓይነት’ዩ። ኩሎም እቶም ዝጥቀመሎም ሜላታት ከኣ ዜጋታትን ህዝብታትን ናብ ሓደ ዘምጽኡ፡ ምትእምማን ፈጢሮም ሓድነት ዘደልድሉ፡ ካብ ድሕረትን ድኽነት ዘናግፉ ኣይኮኑን፡፡