Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኣብ ኣስመራ ሃገራዊ ቅዋምን ሃገራዊ ባይቶን ኣብ ዘይብሉ ዕውት ኣኼባ ዞባዊ ባይቶ ተኻይዱ ተባሂሉ

ኣብ ደሞክራስያውያን ሃገራት ኣብ ኩሉ ደረጃታት ዝጣየሱ ወይ ዝምስረቱ ህዝባዊ ባይቶታት ሃገራዊ ቅዋም መሰረት ዝገበሩን ንፖሊሲታትን ኣዋጃትን ሕጋዊ ሃገራዊ ባይቶ ተኸቲሎም ዝኸዱ ከም ዝኾኑን ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ’ዛ ብዘይንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ መጻወቲ ሓደ ሰብ ኮይና ትሕመስ ዘላ ሃገረ ኤርትራ ግን፡ ኣብዘይህላወ እዞም ዝተጠቕሱ ክልተ ወሰንቲ ባእታታት፡ ዕውት ዞባ