Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን፡

መሪሕነትን መሰረታትን ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ንኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን ብሓበራ ርሑስ በዓል ልደት ክኾነሎም ሰናይ ምንዮቶም ይገልጹ፡፡