Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ዳግመ ስርርዕ ኣብ ዕጡቕ ኣሃዱታት ግሃድኤ -ሕድሪ፡

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤኡ ካብ ዕለት 10 ክሳብ 16 ታሕሳስ 2017 ኣካይዱ ብድምቀት ድሕሪ ምዝዛሙ፡ ውጽኢት ጉባኤ ንዕጡቕ ኣሃዱታት ግሃድኤ-ሕድሪ ብሓለፍቲ ወተሃደራውን ጸጥታውን ቤት ጽሕፈት ዝርዝር መብርሂ ብ27 ታሕስስ 2017 ከምዝተዋህበን ቀጺሉ ከኣ ዳግመ ስርርዕ ከምዝተኻየደን ካብቲ ቤ/ጽ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ