Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ምንጪ ፖሎቲካዊ ውድቀት ውድባት ኤርትራ እንታይ’ዩ?

ህግዯፍ ብ1991 ስልጣን ምስ ዓተረ፡ ካብቲ ልሉይ ጸረ-ዯሞክራሲ ፖሎቲካዊ መንነቱን ባህርያቱን ብምብጋስ፡ ተሳትፎ መላእ ክፍልታት ሕ/ሰብን ዝተፈላለዩ ውድባትን ነጺጉ፡ ምምስራት ግዝያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኤርትራ ተሓሰሙ እንኮ ሰልፋዊ ስርዓትን ብግዝኣተ-ሕጊ ዗ይትግዚእ ሃገርን ንምህናጽ ተጓየየ። ኣብዙ እዋን’ዙ ብውጽኢት’ቲ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ ኣብ ምምራሕ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ጭቡጥ ፖሎቲካዊ ፍሽለታትን ከቢድ ክሳራታትን ምርግጋጹ ጸሓይ ዝወቕዖ ሓቂ’ዩ። ብሰንኪ’ቲ ኩሉ-መዲያዊ ግዕ዗ይ ፖሎቲካዊ ኣመራርሕኡን ኣዕናዊ ፖሊስታቱን ድማ ብመጻኢ ዕድል ህዝብን ሃ