Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንጽጉማት ዓይነታዊ ሓገዝ ዓዲላ

ካብ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጀሚራ ማሕበራዊ ሽግር ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀሪባ ንምርዳእን ካብ ፈተውትን ተደናገጽትን ገንዘባውን ዓይነታውን ሓገዛት ብምእካብ ብዓቕማ ኣለኹ ክትብል ዝጸንሐትን ዘላን ማሕበር ረድአትን ምዕባለን ኤርትራ፡ ብ8 ሕዳር 2017 ተመሳሳሊ ሓገዝ ዓዲላ። ማሕበር ረድአትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ሓገዛ ብባህሪያውን ሰብ ዝሰርሖን ኣካሎም ዝተጎድኡ፣ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለታት፣ ከምኡ’ውን ብዝተፈላለዩ ዓይነት ሕማማት ንዝተሃስዩ’ሞ ደጋፊ ከም