Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኣኽርያ 2017

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ንዝግበር ዘሎ ተባዕ  ዉተቓውሞ ኣንጻር ምልኪ ንህዝብና ምሉእ ደስገፍና ንምሃብ ንሰኑይ  13   ሕዳር 2017  ስዓት 10:00 ቅ.ቐ ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲኮ ዓብይ ሰላማዊ ሰልፊ ተመዲቡ ኣሎ