Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ቤት ጽሕፈት ፕረሲዯንት ሃገረ ኤርትራ ብታንክታትን ረሻሻትን ይሕሎ ምህላዉ ዝመጻና ሓበሬታ ኣረጋግጹ


ድሕሪ ፍጻመ ሰውራ 31 ጥቅምቲ ኣብ ኤርትራ ከተማ ኣሰመራ ዝርከብ መራሒ ግበታዊ ስርዓት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ ከቢድ ራዕድን ሽበራን ኣትዩ መዓልታዊ ሓዯስቲ ትእዛዛት የሕልፍ ምህላዉንን ትማሊ እውን ንሚኒስትሪ ምክልኻል ዝተመሓላለፈ ናይ ትእዛዝ ሰርኩላር ፡ንኹሎም ኣዘዘቲ ሰራዊት ብዛዕባ እቲ ዘጋጠመ ሰውራ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣኽሪያ ንኩለን ሓይልታት ምንም መግለጺ ከይዋሃብ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ።ብተወሳኺ ድማ ቤት ጽሕፈት ፕስረዯንት፡ ሚኒስትሪ ዜናን፡ ሚኒስትሪ ምክልኻልን ፡ ብከቢድ ብረት ታንክትታን ረሻሻትን ምስ ኣዚዮም ብዙሓ