Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ትማሊ ዕለት 3/11/2017 ነቲ ጀጋኑ ተማሃሮን ስድራቤታትን ኣመሓደርትን ቤት ትምህርቲ ኣልድያእ ኣል እስላሚያ ዘተሳስእዎ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ጎድኖምን ጎኒ ህዝቦምን ከምዘልዎ ንምርግጋጽ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ዝነብሩ ግዱሳት ኤረትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣካይደም።