Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኣብ ኣስመራ ተመሃሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ንኢድ ምትእትታውን ጸረ-ህዝቢ ተግባርን ጉጅለ ህግደፍ ብወግዒ ተቓዊሞም።

ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላሚያ ካብ ግዜ ስርዓት ሃይለስላሴ ኣትሒዛ ዝነበረ ነባር ቤት ትምህርቲ ክንሳ፡ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን እምነቱን ካብ ዘለዎ ትሑት ግምትን ዝተለምደ ፋሽሽታዊ ተግባርን፡ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ እታ ቤት ትምህርቲ ኢዱ ብምእታው፡ ዝነበረ ኣካይዳ ኣቋሪጻ ዘይነበረ ኣገባብ ክትክተል ንዘውረዶ ትእዛዝ ብሰንጠቕ ብምቅዋሞም ንዝኣሰሮም ኣመሓደርትን ኣማኻርትን ክፍትሑ ዝጠልብ ኣብ