Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ተመሃሮ ኣኽርያ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፡ 4- ብጥይት ቆሲሎም ብዙሓት ተኣሲሮም

ምንጭታት ስሙር ዯሞክራስያዊ ግንባር ከምዘረጋገጽዎ፡ ሎሚ ዕለት 31/ October/ 2017 ኣስታት ሚእትን ሓሙሳን (150) ዝግመቱ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ እስላምያ ኣኽርያ ወይ መድረሰት ዱያእ ኣል- እስላምያ፡ ኣብ ቅድሚ ቐጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረሲዯንት ቀሪቦም ብትብዓት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።