Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ሎሚ'ውን ከም ወትሩ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ !

ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ነጻነቱን ሰብኣዊ ሓርነቱን፣ ኣንጻር ገዛእቱን ገፋዕቱን ቃልሲ ካብ ዘንቅል ኣትሒዙ፣ ክሳብ እዛ ዕላማኡን ዓወቱን ብጉጅለ ህግደፍ ዝጭወ ነሓንቲ መዓልቲ እውን ትኹን እፎይ ከይበለ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ እምብዛ መሪር ኢዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን'ዚ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ወንጀል ንኤርትራና ኣብ ሞትን ሕየትን ዝዓይነቱ ቀራና መንገዲ ሸኺሉዋ ኣሎ። ኤርትራ ኣብ ከይዲ ከመይ ክትከውን ኢያ ንዝብል ሕቶ ዝምልሶ ድማ እቲ ከም ወትሩ ብሰላማን ሓድነታን ዝግደስ ደላይ ነጻነትን