Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ደምዳሚ መግለጺ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ፡

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) 10ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ዕለት 01-02 ጥቅምቲ 2017 ኣካይዱ ዛዚሙ፡፡ ፈጻሚ ኣካል ኣብዚ ንክልተ መዓልቲ ዘሰላሰሎ ኣኼባ ህልዊ ኩነታት ዓለማዊ፡ ዞባዊ፡ ከባብያዊ፡ ሃገራውን ውድባውን ኩነታት፡ ኮምኡውን ናይ ነብሲ-ወከፍ ፈጻሚ ኣካል ቤት
ጽሕፈታት ዝቐረበ ናይ 3ተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ብዕምቆት ገምጊሙ ኣወንታ