Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ኣብ ሰብኣዊ ተግባር ትነጥፍ ዶ/ር ኣልጋይነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ)

ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሽልማት ከምዝተሓጽየት ተፈሊጡ። መስራቲት ዘይመንግስታዊ ማሕበር ጋንዲ ዝኾነት፡ ኣብ ኢጣልያ ትቕመጥ ዶ/ሮ ኣልጋነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ) ኣብ ሰብኣዊ ምድግጋፍ ብሓፈሻ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብነጋዶ ሰብ ዝበጽሖ ዝተፈላለየ ዝዓይነቱ ማእሰርቲ፡ ምኽፋል ገንዘብ፣ ምምዝዓቕ ውሽጣዊ ናውቲ ኣካልትን ካልእን ኣብ ምድሓን ክትገብሮ ብዝጸንሐትን ዘላን ምስጉን ተግባር፡ ውድብ ሕቡራት ሃገር ምስ መዓልቲ ስደተኛታት ብምትእስሳር ንዘዳለዎ ሽልማት ተሓጽያ ከም ዘላ ማዕከናት ዜና ኤርትራውያን የቃልሓ ኣለዋ። ኣብ ቅዱስ ሰብኣዊ ተግባር ንብዙሕ ዓመታት ከም ዝሰርሐትን ናይ