Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መዓልቲ ጀበርቲ 2018 ኣብ ሆላንድ ብምድላው ባይቶ ማሕበራት ጀበርቲ ኤውሮጳ

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሐትን ደቂ ብሄረ ጀበርቲ ባይቶ ማሕበራት ጀበርቲ ኤውሮጳ ከምቲ ዝሐለፈ ዓመት ሎሚውን ኣብ ትሕቲ ምዕባሌ ሕብረተሰብና ኣብ ግብራዊ ስራሐትና ዝብል ጭርሖ ንሰለስተ መዓልቲ ካብ 30-03-2018ን ክሳብ 01-04-ን2018 መዓልቲ ጀበርቲ ንገብር ስለዘለና ንኹሉ ዝግደስ ኣካል ሕብረተሰብና ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከብ ናይዚ መዓልታት እዚ
ተኻፈልቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም ኣለና፡