Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መልእኽቲ መሪር ሓዘን

ላሲት ንፍትሒ ጽገመንገሻ፡ብዝሓደራ  ሕማም፡ንነዊሕዓመታትክትሳቐድሕሪምጽናሓብዕለት20 መስከረም2017 አብሃገረጀርመን፡ከተማ ካስልዓሪፋ። ተላሲት ንፍትሒ ብጸይትና ጽገመንገሻ፡ኣብ ንኡስዕድሚኣንናጽነት ሃገራ ዝጀመረቶ ቓልሲገና ውን ከይተሓለለት ህዝባካብሕሰምንመከራንከተድሕንንሓርነት ዝተቃለሰት ተባዕ ብጸይቲ እያ ኔራ። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ ዝተሰመዖ መሪርሓዘንብስም መሪሕነቱን ጠቅላላ መሰረታቱን ንብጸይትና ጽገ መንገሽ መንግስተ ሰማይ፡ ንክቡራት ቤተሰባን መቃልስታን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና ይብል።

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!

ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር!!

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ