Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ጽምብል በዓል መበል 56 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ከተማ ከለን

ነታብጅግናሓምድእድሪስዓዋተንምጅማር ቃልሲ ንናጽነትጥይትዘበሰረትዕለትንምዝካር፡ብጨናፍርግምባርሃገራዊድሕነትኤርትራ - ሕድርን፡ሰልፊዲሞክራሲህዝቢኤርትራንዝተዳለወዝኽሪበዓልሓደመስከረምኣብጀርመን ኣብ ከተማ ከለንብዕለት09. መስከረም 2017 ብድምቀትከቢሩከምዝወዓለ ደንጉዩ ዝመጸና ዜና ይሕብር።