Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ተሓቢሩ

Asmara Milk

ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ ብቢዶኒታት እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም።

እቲ ፋብሪካ፣ ኣቀዲሙ'ውን ተመሳሳሊ ስእነት ኣጋጢምዎ ምንባሩ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ እቲ ካብ መቕድሒ ናብ መቅድሒ ብኢድ እናተገማድሐ ዝሽየጥ ዘሎ ጸባ፣ ብፍላይ ንቆልዑን ህጻናታን ጥዕናዊ ሳዕቤታን የኸትል ምህላዉ ኣረዲኦም።