Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ስዊዘርላንድ ካብ ሰራዊት ዝተጣየሱ ኤርትራውያን ክጥረዙ ወሲና

 pfdj_swissመንግስቲ ስዊዘርላንድ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ካብ ሰራዊት ዝተጣየሱ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ውሳኔ ኣሕሊፉ።nፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ዝሓለፈ ሓሙስ ዕለት 31 ነሓሰ ኣብ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ካብ ሰራዊት ዝተጣየሱ እንተኾይኖም ናብ ሃገሮም ምምላስ ጸገም ኣየምጽኣሎምን’ዩ ብምባል ናይ ዑቕባ መሰል ከምዘይወሃቦም ኣፍሊጡ።