Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ታሪኻዊት ባሕቲ መስከረምሲ ዗ኪርኰማ ዶ? ኣበይ ከም ዜ዗ንጋዕኩምከ? ነጊርኰማ ዶ?

ጸዋዒት ሕቶን ለበዋን ንውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ሰልፊ ድሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራን፤ መመ዗ክሩ ኣለዎ፤ እቲ ዜኽሪ ምሉእ ንኽኸውን ግን ነቲ ትዜክሮ ኣብ ጐዕዝ መናባብሮኻ ምኽንያት መ዗ከሪኡ ፈሊጥካmሓተታኡ ኣማሊእካ ዶ ኣየማላእካን ማዕሬኡ ዗ኪርካ መልሲ ክትህበሉ ይግባእ። እሞ . . . ኣሰር ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሎሚ ማዕዶ-ማዕዶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ሰልፊ ድሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራን ዜተጸዋዕክን ብፍንቅልክን ሰበብ ከኣ ልዕሊ 41 ኣርበዓን-ሓዯን ውድባት ዜጨጫሕክን ህልው ሕሱም ኰነታት ኤርትራን ህዜባን ብእኽብካብ ሸፋቱ ዜንህር ዗ሎ ከም መናሃርያኡ ተራ ከም ዜተጻወትክን ትዜንግዕኦ ኣይመስለንን። ክትዜንግዖኦ እንተ዗ይዯለኽን፤ እሞ እዙ ካብ 2003 ዓ.ም ጀሚሩ