Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ህዝቢ ዓድታት ክኒን ቅኒቶን ብህግደፍ ዝበጽሖም ግፍዕታትን

እዚ ጽሑፍ ብሓደ ግዱስ ኤርትራዊ ብኢድ ተጻሒፉ ስካን ተገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዝረኸብናዮ ኮይኑ፡ ርዝነት ትሕዝቶ ናይ’ቲመልእኽቲ ኣብ ጸብጻብ ብምእታው ንምክትታል መታን ክሕግዝ ከም ዘለዎ ብኮምፒተር ጽሒፍና ንዝርገሖ ምህላውና ኣቐዲምና ንሕብር።